ህፁፅ ምትእኽኻብ ሓገዝ ኣንፃር ሓደጋ ጥምየት – ብማሕበር ኣግኣዚ ኣሉምኒ ኣብ ስዊድን

ኣብ ትግራይ ሓደገኛ ጥምየት አጋጢሙ ስለዘሎ፣ ናይ ኩላትና ህፁፅ ሓገዝ የድሊ ኣሎ! ነቶም ሓገዝ ዘድልዮም ወገናትና ቀልጢፍና ብምብፃሕ ሂወት ሰብና ነድሕን። ቅልጡፍ ናይ ምግቢ ሓገዝ ንምሃብ፣ ህፁፅ ገንዘባዊ ደገፍኩም የድልየና ኣሎ። ኣንፃር ዘጋጠመና ናይ ጥምየት ሓደጋ ሓቢርና ንቃለስ። ማሕበር ኣግኣዚ ኣሉምኒ ኣብ ስዊድን፣ ነዚ እንገብሮ ዘለና ናይ ሓገዝ ምትእኽኻብ መደብ፣ ግልፅነት ብዝተመልኦ መንገዲ ከምእነካይዶ ክነረጋግፀልኩም ንፈቱ። ጥምየት ግዜ ኣይህብን፣ ስለዚ ነዛ Donate ትብል ብምጥዋቕ፣ ዝኸኣልናዮ ነወፊ። ብዝወፆ ይተከአልኩም።

እዚ ወፍሪ ብዕለት 3 February 2024 ዝጀመረ እዩ። 🔔

🌍 Urgent: Tigray Hunger Challenge with Agazi Alumni Sweden!

Facing a critical hunger crisis in Tigray, we urgently need your help! Join our challenge to provide immediate aid and nourishment to those in desperate need. Agazi Alumni Sweden ensures complete transparency in using your donations for this pressing cause. Be a vital part of the solution—help us tackle hunger urgently.

Started on February 3, 2024. 💙

#UrgentChallenge #TigrayHunger #AgaziSweden #TransparentSupport